ማሕበረሰብ

ተራ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ወጻኢ

ካብ ዓዱ ርሒቑ እኳ እንተተወልደ ካብኡ ግና ፈጺሙ ዘይተነጸለ ወለዶ። ህላወ መንእሰያት ካብ ስምዒታዊ ድንጋጽ ናብ ውዱብ ስራሕ ብኸመይ ይቕየር?