ፖለቲካቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባዊ ሚዛንን jamal / 22 July 2025 እቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝረአ ዘሎ ቅልጡፍ ለውጥታት ደጊም ናይ ወጻኢ ጉዳይ ኣይኰነን። ንዞባዊ ካርታን ንኤርትራዊ ጉዳይ ዘለዎ ትርጉምን ዝድህስስ ንባብ።