ዜና

ውድባዊ ኣኼባ ኣካላት ልፍንቲ

ኣብ መንጎ ኣካላት እቲ ልፍንቲ ዘሎ ሓባራዊ ስራሕ ንምግምጋምን ኣገባባት ምውህሃድን ሓድነታዊ ናይ ሚድያ መልእኽትን ንምምዕባልን ንክልተ መዓልቲ ዝቐጸለ ሰፊሕ ውድባዊ ኣኼባ።