ባህሊብዙሕነት ባህሊ ምንጪ ሓይሊ እምበር ናይ ምፍልላይ ምኽንያት ኣይኰነን jamal / 14 July 2025 ኣብ ኤርትራ ዘሎ ብዙሕነት ቋንቋታትን ባህልታትን መፍትሒ ዝደሊ ጸገም ዘይኰነስ፡ ንምሕላዉ ፍትሓዊ ኣሰራርዓ ዘድልዮ ሃገራዊ ሃብቲ እዩ።